ንሕና ንሕግዝ ንድሕነት /ውሕስነት

እንዃዕ ብደሓን መጸእኩም ናብ
ipso-care ሞያዊ ደሕነት
ስነኣእምሮን-ማሕበራዊ ሂወት
ሐገዝ መስመር.

  • እንታይ ክንገብረልካ

    ብምእታው ኣብ ወብሲትና (website ) ሓደ ደረጃ ናይ ድሕነት ቦታ'ዩ ምስ ኣዝዮም ሩሕርሓት ኣማኸርቲን ሰብ ሞዩ ካብ ዝተፍላለዩ ሃገራት. ክድግፍኻን ክሕግዝኻ ኣብ ጹንኩር ናይ ሂወት ኩነታት ንክትረክብ መንገዲ ሰባኣዊን ማሕበራዊ ጽብቕ ክትከውን.
    ,እቲ ቀንዲ ዕላምና ሰባት ንኽኽእሉ ባዕላቶም ክፍትሑ ጸገሞምን ግርጭቶምን . ክምዕቡሉን ክዕቅብዋን ጥቕሚ ክህብን ውጺኢት ቤተሳባዊ ሕድሕድ ውይ ፍቅሪ ኣብ ስድራ ኣብ ኣዕሩክ ሐደ ብታዕሚ ትፍትው ትውስን እንታይ ክገብር ብምንታይ ክጸልዋ ኣብ መናባብራዊ ሂወት ብመስረት ብናቱ ክብርታት

    ipso-care ሰብኣዊ ሓገዝ ብጥብቂ ኣብ እምነት ዓማዊሉ ዝተሞርከስ እዩ ተሌ-ቪደኦ ክፍልታት ብዓሚል ዝተማለኣ እዩ

    ቡዙሕ ተማሃር

  • ምን ኢና ንሕና

    ipso-care ናይ ጀርመን ኣብ ተዳናገጺ (ገባሪ ሰናይ) ዝተሞርኮስ ማሕበር'ዩ . ዝነጥፈሉ ኣብ ዓውዲ ስነ ኣእምራዊን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣብ ባህሊ ዝተሞርከስ'ዩ (www.ipsocontext.org and www.ipso-cc-afghanistan.org).

    ipso's ኣእምሮዊን ማሕበራዊ ኣማኸርቲይ ብጣዕሚ ሙኩራትን ምርዳእ ህቢን ብግላዊን ብሕብረት ኩነታትን , ክሕግዛኻ ናይ ዓሚል ክጭብጥ ሚስ ኩሉ ጸገማትን ከመይ ገርካ ትሕዞ መሰናኽል ዝረክበካ ኣብ መናብቦረኻ.

    ቡዙሕ ተማሃር

  • ሕጂ ጀምር

    እንዃዕ ብደሓን መጻእኩም, ቤንቨኑአ ,አንዃዕ ብደሓን መጻአኩም ሳላኣም ናብ ipso-care

    ንሕና ንሕግዝ ንድሕነት /ውሕስነትማዕጾ ክፍት'ዩ ብክብረትኩም እተው

    ርከብ ሰለስተ(3) ክፍልታት ብዘዕባ ኣማኽርነት መስርሕ

    ቡዙሕ ተማሃር

ሕጂ ተመዝገብን ናጻ ኣገልግሎት ipso-care



እተው
sውሕስ ገዛ (ቦታ)